መዝሙር 50:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 የሆዋ ኣምላኽ ኣማልኽቲ*+ ተዛሪቡ፣ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ*ንምድሪ ጸዊዕዋ። መዝሙር 50:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንህዝቡ ምእንቲ ኺዳኒ፡+ንናይ ላዕሊ ሰማያትን ንምድርን ይጽውዖም፣+ ኢሳይያስ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቱም ሰማያት፡ ስምዑ፣ ኣቲ ምድሪ፡ ጽን በሊ፣+የሆዋስ እዚ ተዛሪቡ ኣሎ፦ “ደቂ ኣዕብየን ተኸናኺነን፣+ንሳቶም ግና ካባይ ዓልዮም።+
4 ንህዝቡ ምእንቲ ኺዳኒ፡+ንናይ ላዕሊ ሰማያትን ንምድርን ይጽውዖም፣+ ኢሳይያስ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቱም ሰማያት፡ ስምዑ፣ ኣቲ ምድሪ፡ ጽን በሊ፣+የሆዋስ እዚ ተዛሪቡ ኣሎ፦ “ደቂ ኣዕብየን ተኸናኺነን፣+ንሳቶም ግና ካባይ ዓልዮም።+