ዘዳግም 10:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ሕጂ ኸኣ፡ ኦ እስራኤል፡ የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧+ እዚ ጥራይ እዩ ዚደሊ፦ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኽትፈርሆ፡+ ብዅሉ መገድታቱ ኽትመላለስ፡+ ከተፍቅሮ፡ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን* ድማ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኸተገልግሎ፡+ 13 ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነልካ ኸኣ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ትእዛዛትን ሕግታትን የሆዋ ኽትሕሉ።+
12 “ሕጂ ኸኣ፡ ኦ እስራኤል፡ የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧+ እዚ ጥራይ እዩ ዚደሊ፦ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኽትፈርሆ፡+ ብዅሉ መገድታቱ ኽትመላለስ፡+ ከተፍቅሮ፡ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን* ድማ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኸተገልግሎ፡+ 13 ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነልካ ኸኣ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ትእዛዛትን ሕግታትን የሆዋ ኽትሕሉ።+