ኤርምያስ 23:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “ኣነ ኸኣ ነተን ካብ ኣባጊዐይ ዝተረፋ ኻብ ኵሉ እቲ እተበተናሉ ሃገራት ክእክበን፡+ ናብ መጓሰይአን ድማ ከምጽአን እየ፣+ ንሳተን እውን ኪፈርያን ኪበዝሓን እየን።+ ዮኤል 2:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ፣+ከመይሲ፡ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን እቶም ዘምለጡ፡+እቶም የሆዋ ዚጽውዖም ተረፍ ኪህልዉ እዮም።”
3 “ኣነ ኸኣ ነተን ካብ ኣባጊዐይ ዝተረፋ ኻብ ኵሉ እቲ እተበተናሉ ሃገራት ክእክበን፡+ ናብ መጓሰይአን ድማ ከምጽአን እየ፣+ ንሳተን እውን ኪፈርያን ኪበዝሓን እየን።+
32 ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ፣+ከመይሲ፡ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን እቶም ዘምለጡ፡+እቶም የሆዋ ዚጽውዖም ተረፍ ኪህልዉ እዮም።”