2 ነገስት 18:1-3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት ሆሼዓ+ ወዲ ኤላህ ንጉስ እስራኤል፡ ህዝቅያስ+ ወዲ ኣሓዝ+ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ። 2 ኪነግስ ከሎ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ኣቢ* እዩ፣ ንሳ ጓል ዘካርያስ እያ።+ 3 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝገበሮ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 2 ዜና መዋእል 29:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ህዝቅያስ+ ወዲ 25 ዓመት ከሎ ነገሰ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ኣብያ እዩ፣ ንሳ ጓል ዘካርያስ እያ።+ 2 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝገበሮ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+
18 ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት ሆሼዓ+ ወዲ ኤላህ ንጉስ እስራኤል፡ ህዝቅያስ+ ወዲ ኣሓዝ+ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ። 2 ኪነግስ ከሎ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ኣቢ* እዩ፣ ንሳ ጓል ዘካርያስ እያ።+ 3 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝገበሮ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+
29 ህዝቅያስ+ ወዲ 25 ዓመት ከሎ ነገሰ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ኣብያ እዩ፣ ንሳ ጓል ዘካርያስ እያ።+ 2 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝገበሮ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+