-
ኢሳይያስ 1:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ኣእዳውኩም ምስ እትዝርግሑ፡
ኣዒንተይ ካባኻትኩም ክሓብእ እየ።+
-
-
ኢሳይያስ 3:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ንእኩይሲ ወይለኡ!
ከም ግብሪ ኣእዳዉ ኺፍደ እዩ እሞ፡
መዓት ኪወርዶ እዩ!
-
-
ድጕዓ 3:44መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
44 ጸሎትና ኸይሓልፍሲ፡ ብደበና ተጋሪድካ።+
-