2 ነገስት 17:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ህዝቢ እስራኤል ነቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ትሕቲ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ዘደየቦም የሆዋ ኣምላኾም ስለ ዝበደሉ እዩ እዚ ዝዀነ።+ ካልኦት ኣማልኽቲ ድማ ኣምለኹ፣*+ 8 ልምድታት እቶም የሆዋ ኻብ ቅድሚ እስራኤላውያን ዝሰጐጎም ኣህዛብ ሰዓቡ፣ ነቲ ነገስታት እስራኤል ዘቘምዎ ልምድታት እውን ሰዓቡ።
7 ህዝቢ እስራኤል ነቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ትሕቲ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ዘደየቦም የሆዋ ኣምላኾም ስለ ዝበደሉ እዩ እዚ ዝዀነ።+ ካልኦት ኣማልኽቲ ድማ ኣምለኹ፣*+ 8 ልምድታት እቶም የሆዋ ኻብ ቅድሚ እስራኤላውያን ዝሰጐጎም ኣህዛብ ሰዓቡ፣ ነቲ ነገስታት እስራኤል ዘቘምዎ ልምድታት እውን ሰዓቡ።