መዝሙር 72:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብዘመኑ፡ ጻድቕ ኪዕምብብ፡*+ወርሒ ኽሳዕ እትጠፍእ ከኣ ሰላም ኪበዝሕ እዩ።+ ኢሳይያስ 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብፍትሕን+ ብጽድቅን+ካብ ሕጂ ንዘለኣለምምእንቲ ኺስርታን ኬጽንዓን፡+ኣብ ዝፋን ዳዊትን+ ኣብ መንግስቱንሲ፡ንዕቤት ግዝኣቱንንሰላሙን መወዳእታ ኣይኪህልዎን እዩ።+ ቅንኣት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ነዚ ኺገብሮ እዩ። ኢሳይያስ 60:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣብ ምድርኺ ዓመጻ፡ኣብ ዶባትኪ ድማ ጥፍኣትን ዕንወትን ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።+ ንመካበብያኺ ድሕነት፡+ ንኣፍ ደገታትኪ ኸኣ ውዳሰ ኢልኪ ኽትጽውዕየን ኢኺ።
7 ብፍትሕን+ ብጽድቅን+ካብ ሕጂ ንዘለኣለምምእንቲ ኺስርታን ኬጽንዓን፡+ኣብ ዝፋን ዳዊትን+ ኣብ መንግስቱንሲ፡ንዕቤት ግዝኣቱንንሰላሙን መወዳእታ ኣይኪህልዎን እዩ።+ ቅንኣት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ነዚ ኺገብሮ እዩ።
18 ኣብ ምድርኺ ዓመጻ፡ኣብ ዶባትኪ ድማ ጥፍኣትን ዕንወትን ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።+ ንመካበብያኺ ድሕነት፡+ ንኣፍ ደገታትኪ ኸኣ ውዳሰ ኢልኪ ኽትጽውዕየን ኢኺ።