-
ኢሳይያስ 41:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 “እንሆ፡ መኼዲ ገይረካ፡+
ክልተ ዝኣፉ ስኒ ዘለዎ ሓድሽ መኼዲ ገይረካ ኣለኹ።
ኣኽራን ክትረግጽን ክትደቍስን፡
ንዅርባታት ከኣ ከም ብቝቡቝ ክትገብሮም ኢኻ።
-
15 “እንሆ፡ መኼዲ ገይረካ፡+
ክልተ ዝኣፉ ስኒ ዘለዎ ሓድሽ መኼዲ ገይረካ ኣለኹ።
ኣኽራን ክትረግጽን ክትደቍስን፡
ንዅርባታት ከኣ ከም ብቝቡቝ ክትገብሮም ኢኻ።