ዘዳግም 28:52 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 እቲ እትእመነሉ ነዊሕን እተዓርደን መካበብያ ኽሳዕ ዚፈርስ፡ ኣብ ውሽጢ ዅለን እተን ኣብ ብዘላ ምድርኻ ዘለዋ ኸተማታት* ዓጽዮም ኪኸብቡኻ እዮም። እወ፡ ኣብ ውሽጢ ዅለን እተን ኣብ ብዘላ እታ የሆዋ ኣምላኽካ ዝሃበካ ምድርኻ ዘለዋ ኸተማታትካ ብርግጽ ኪኸብቡኻ እዮም።+
52 እቲ እትእመነሉ ነዊሕን እተዓርደን መካበብያ ኽሳዕ ዚፈርስ፡ ኣብ ውሽጢ ዅለን እተን ኣብ ብዘላ ምድርኻ ዘለዋ ኸተማታት* ዓጽዮም ኪኸብቡኻ እዮም። እወ፡ ኣብ ውሽጢ ዅለን እተን ኣብ ብዘላ እታ የሆዋ ኣምላኽካ ዝሃበካ ምድርኻ ዘለዋ ኸተማታትካ ብርግጽ ኪኸብቡኻ እዮም።+