ጸፎንያስ 2:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኢዱ ናብ ሰሜን ኣቢሉ ኺዝርግሕ፡ ንኣሶር እውን ኬጥፍኣ እዩ፣ንነነዌ ድማ ኬባድማ፡+ ከም ምድረ በዳ እውን ደረቕ ኪገብራ እዩ።