ኣንባቆም 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ራእይሲ ገና ንምዱብ ግዜ እዩ፣ናብ መወዳእታኡ* ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ። ብርግጽ ኪመጽእ እዩ፡ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፡እንተ ደንጐየ እኳ፡* ተጸበዮ!*+
3 እቲ ራእይሲ ገና ንምዱብ ግዜ እዩ፣ናብ መወዳእታኡ* ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ። ብርግጽ ኪመጽእ እዩ፡ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፡እንተ ደንጐየ እኳ፡* ተጸበዮ!*+