ዮኤል 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንሳስ መዓልቲ ጸልማትን ድነን፡+መዓልቲ ደበናታትን ብርቱዕ ድነን፡+ከምቲ ኣብ ኣኽራን ዚዝርጋሕ ብርሃን ወጋሕታ እያ። ብዙሕን ሓያልን ህዝቢ ኣሎ፣+ቅድሚኡ ኸምኡ ዝበለ ኸቶ ኣይነበረን፣ድሕሪኡ እውን ክሳዕ ዓመታት ውሉድ ወለዶኸምኡ ዝበለ ኸቶ ኣይኪኸውንን እዩ።
2 ንሳስ መዓልቲ ጸልማትን ድነን፡+መዓልቲ ደበናታትን ብርቱዕ ድነን፡+ከምቲ ኣብ ኣኽራን ዚዝርጋሕ ብርሃን ወጋሕታ እያ። ብዙሕን ሓያልን ህዝቢ ኣሎ፣+ቅድሚኡ ኸምኡ ዝበለ ኸቶ ኣይነበረን፣ድሕሪኡ እውን ክሳዕ ዓመታት ውሉድ ወለዶኸምኡ ዝበለ ኸቶ ኣይኪኸውንን እዩ።