ኤርምያስ 4:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እዋይ ስቓይ፡* እዋይ ስቓይ! ኣብ ልበይ* ብርቱዕ ስቓይ ኣሎ። ልበይ ኣብ ውሽጠይ ይወቅዕ ኣሎ። ደሃይ መለኸት፡ምልክት መጠንቀቕታ ውግእ* ሰሚዐ እየ* እሞ፡ስቕ ክብል ኣይከኣልኩን።+
19 እዋይ ስቓይ፡* እዋይ ስቓይ! ኣብ ልበይ* ብርቱዕ ስቓይ ኣሎ። ልበይ ኣብ ውሽጠይ ይወቅዕ ኣሎ። ደሃይ መለኸት፡ምልክት መጠንቀቕታ ውግእ* ሰሚዐ እየ* እሞ፡ስቕ ክብል ኣይከኣልኩን።+