ዘዳግም 32:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ቍጥዓይሲ ሓዊ ወሊዑ፡+ክሳብ መዓሙቝ መቓብር* ኬንድድ፡+ምድርን ፍሪኣን ኪበልዕ፡መሰረታት ኣኽራን ኬባርዕ እዩ። ኤርምያስ 7:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ቍጥዓይን ነድረይን ኣብዛ ቦታ እዚኣ፡ ኣብ ሰብን እንስሳን፡ ኣብ ኣእዋም መሮርን ፍረ ምድርን ኪክዖ እዩ፣+ ኪነድድ፡ ኣይኪጠፍእን ድማ እዩ።’+
20 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ቍጥዓይን ነድረይን ኣብዛ ቦታ እዚኣ፡ ኣብ ሰብን እንስሳን፡ ኣብ ኣእዋም መሮርን ፍረ ምድርን ኪክዖ እዩ፣+ ኪነድድ፡ ኣይኪጠፍእን ድማ እዩ።’+