ህዝቅኤል 14:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ እዞም ሰብኡት እዚኦም ነቶም ጽዩፋት ጣኦታቶም* ኪስዕቡ ቘሪጾም፡ ዜሕጥእ መዐንቀፊ ድማ ኣንቢሮም እዮም። እሞኸ በዚኣቶምዶ ኽሕተት እየ፧+