ኣሞጽ 1:13-15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ሃገሮም ኬግፍሑስ ንጥኑሳት ጊልዓድ ቀዲዶምወን እዮም እሞ፡+ስለ ሰለስተ በደል ዓሞናውያን፡+ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ፣14 ስለዚ፡ ኣብ መካበብያ ራባ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣+ብመዓልቲ ውግእ ከኣ ምስ ጭድርታ ውግእ፡ብመዓልቲ ህቦብላ ንፋስ ድማ ምስ ህቦብላ፡ንእተዓርደ ግምብታታ ኺበልዖ እዩ። 15 ንጉሶም ከኣ ምስ መሳፍንቱ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ”+ ይብል የሆዋ።’ ይሁዳ 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ከባቢአን ዝነበራ ኸተማታትን እውን፡ ከማታቶም እምብዛ ምስ መንዘራን* ዘይባህርያዊ ትምኒት ስጋ ምስ ሰዓባን፡+ በቲ ዝወረደን መቕጻዕቲ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ንመለበሚ ዀይነናና ኣለዋ።+
13 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ሃገሮም ኬግፍሑስ ንጥኑሳት ጊልዓድ ቀዲዶምወን እዮም እሞ፡+ስለ ሰለስተ በደል ዓሞናውያን፡+ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ፣14 ስለዚ፡ ኣብ መካበብያ ራባ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣+ብመዓልቲ ውግእ ከኣ ምስ ጭድርታ ውግእ፡ብመዓልቲ ህቦብላ ንፋስ ድማ ምስ ህቦብላ፡ንእተዓርደ ግምብታታ ኺበልዖ እዩ። 15 ንጉሶም ከኣ ምስ መሳፍንቱ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ”+ ይብል የሆዋ።’
7 ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ከባቢአን ዝነበራ ኸተማታትን እውን፡ ከማታቶም እምብዛ ምስ መንዘራን* ዘይባህርያዊ ትምኒት ስጋ ምስ ሰዓባን፡+ በቲ ዝወረደን መቕጻዕቲ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ንመለበሚ ዀይነናና ኣለዋ።+