እዝራ 6:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቶም ዓበይቲ ኣይሁድ ከኣ ብትንቢት ነብዪ ሃጌን+ ዘካርያስ+ ወዲ ወዱ ንዒዶን እናተደፋፍኡ ይሃንጹን የስልጡን ነበሩ፣+ ብትእዛዝ ኣምላኽ እስራኤልን+ ብትእዛዝ ቂሮስን+ ዳርዮስን+ ኣርታሕሻስታ+ ንጉስ ፋርስን ድማ ሃኒጾም ወድኡ።
14 እቶም ዓበይቲ ኣይሁድ ከኣ ብትንቢት ነብዪ ሃጌን+ ዘካርያስ+ ወዲ ወዱ ንዒዶን እናተደፋፍኡ ይሃንጹን የስልጡን ነበሩ፣+ ብትእዛዝ ኣምላኽ እስራኤልን+ ብትእዛዝ ቂሮስን+ ዳርዮስን+ ኣርታሕሻስታ+ ንጉስ ፋርስን ድማ ሃኒጾም ወድኡ።