ኢሳይያስ 60:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንቦታ መቕደሰይ ምእንቲ ኼጸብቖ፡+ክብሪ ሊባኖስን ኦም ጽሕድን* ኦም ልብኒን* ጽሕዲ ቆጵሮስን+ብሓባር ኪመጸኪ እዩ፣ኣነ ድማ ነታ ንኣእጋረይ እትኸውን ቦታ ከኽብራ እየ።+
13 ንቦታ መቕደሰይ ምእንቲ ኼጸብቖ፡+ክብሪ ሊባኖስን ኦም ጽሕድን* ኦም ልብኒን* ጽሕዲ ቆጵሮስን+ብሓባር ኪመጸኪ እዩ፣ኣነ ድማ ነታ ንኣእጋረይ እትኸውን ቦታ ከኽብራ እየ።+