-
ኤርምያስ 30:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 ካባታቶም ከኣ ምስጋናን ደሃይ ሰሓቕን ኪወጽእ እዩ።+
-
-
ኤርምያስ 31:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ከም ብሓድሽ ከኣ ዳግም ክሃንጸኪ እየ እሞ፡ ዳግም ክትህነጺ ኢኺ።+
-
-
ኤርምያስ 31:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 “እንሆ፡ ንቤት እስራኤልን ንቤት ይሁዳን ብዘርኢ ሰብን ብዘርኢ ማልን ዝዘርኣለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ።+
-