ኢሳይያስ 43:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ሕጂ ድማ፡ ኣታ ያእቆብ፡ እቲ ዝፈጠረካ፡ ኣታ እስራኤል ድማ፡ እቲ ዝደኰነካ+የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ተበጅየካ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+ ኣነ ብስምካ ጸዊዐካ እየ። ንስኻ ናተይ ኢኻ። ጸፎንያስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንየሩሳሌም ከምዚ ኺብሃላ እዩ፦ “ኣቲ ጽዮን፡ ኣይትፍርሂ።+ ኣእዳውኪ ኣይተሓለላ።
43 ሕጂ ድማ፡ ኣታ ያእቆብ፡ እቲ ዝፈጠረካ፡ ኣታ እስራኤል ድማ፡ እቲ ዝደኰነካ+የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ተበጅየካ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+ ኣነ ብስምካ ጸዊዐካ እየ። ንስኻ ናተይ ኢኻ።