ዘጸኣት 12:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ሽዑ፡ እስራኤላውያን ብዘይ ቈልዑ 600,000 ዚኣኽሉ ኣጋር ሰብኡት፡ ካብ ራዕምሴስ+ ነቒሎም ናብ ሱኮት+ ተጓዕዙ።+ 38 ምሳታቶም ድማ ብዙሕ ሕውስዋስ ህዝቢ*+ ደየበ፣ ከምኡ ድማ ጤለ በጊዕን ከብትን፡ ኣዝየን ብዙሓት ማል ደየባ።
37 ሽዑ፡ እስራኤላውያን ብዘይ ቈልዑ 600,000 ዚኣኽሉ ኣጋር ሰብኡት፡ ካብ ራዕምሴስ+ ነቒሎም ናብ ሱኮት+ ተጓዕዙ።+ 38 ምሳታቶም ድማ ብዙሕ ሕውስዋስ ህዝቢ*+ ደየበ፣ ከምኡ ድማ ጤለ በጊዕን ከብትን፡ ኣዝየን ብዙሓት ማል ደየባ።