-
ዘጸኣት 6:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ደቂ ጌርሾን፡ ሊብኒን ሺምዒን ከከም ዓሌቶም እዮም።+
-
-
1 ዜና መዋእል 23:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ደቂ ሺምዒ፡ ያሓትን ዚናን የዑሽን በሪዓን እዮም። እዞም ኣርባዕተ እዚኦም፡ ደቂ ሺምዒ እዮም።
-