ሉቃስ 19:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ናብተን ደብረ ዘይቲ ኣብ ዚብሃል ከረን ዚርከባ ቤት-ፋጌን ቢታንያን ምስ ቀረበ፡+ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ለኣኸ፣+ ግብሪ ሃዋርያት 1:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሽዑ፡ ካብቲ መገዲ ሰንበት ጥራይ ርሒቑ ዚርከብ ጥቓ የሩሳሌም ዘሎ ደብረ ዘይቲ ዚብሃል ከረን ናብ የሩሳሌም ተመልሱ።+