ኤርምያስ 30:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ንምሩኻት ድንኳናት ያእቆብ እእክቦም ኣለኹ፣+ንማሕደራቱ ድማ ክድንግጸሉ እየ። እታ ኸተማ ኣብ ኵርባኣ ዳግም ክትህነጽ እያ፣+እቲ እተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኣብቲ ግቡእ ቦታኡ ኪቐውም እዩ።
18 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ንምሩኻት ድንኳናት ያእቆብ እእክቦም ኣለኹ፣+ንማሕደራቱ ድማ ክድንግጸሉ እየ። እታ ኸተማ ኣብ ኵርባኣ ዳግም ክትህነጽ እያ፣+እቲ እተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኣብቲ ግቡእ ቦታኡ ኪቐውም እዩ።