ዘዳግም 32:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ህዝቢ የሆዋስ ግዲኡ እዩ፣+ያእቆብ ርስቱ እዩ።+ 10 ደሃይ ኣብ ዚስምዓሉ ባዶ ምድረ በዳ፡+ኣብ በረኻ ምድሪ ረኸቦ።+ ኬዕቍቦ ኸበቦን ተኸናኸኖን፡+ከም መርዓት ዓይኑ ኸኣ ሓለዎ።+ መዝሙር 105:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሓደ ሰብ እኳ ኺጭቍኖም ኣይፈቐደን፣+ምእንታኦም ግና ነገስታት ገንሐ፡+ መዝሙር 105:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከምዚ ኢሉ፦ “ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም፡ንነብያተይ ከኣ ክፉእ ኣይትግበርዎም።”+ 2 ተሰሎንቄ 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ነቶም ዜጽብቡልኩም ዘለዉ ጸበባ ኺፈድስ፡ ኣብ ኣምላኽ ቅኑዕ እዩ።+
9 ህዝቢ የሆዋስ ግዲኡ እዩ፣+ያእቆብ ርስቱ እዩ።+ 10 ደሃይ ኣብ ዚስምዓሉ ባዶ ምድረ በዳ፡+ኣብ በረኻ ምድሪ ረኸቦ።+ ኬዕቍቦ ኸበቦን ተኸናኸኖን፡+ከም መርዓት ዓይኑ ኸኣ ሓለዎ።+
14 ሓደ ሰብ እኳ ኺጭቍኖም ኣይፈቐደን፣+ምእንታኦም ግና ነገስታት ገንሐ፡+ መዝሙር 105:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከምዚ ኢሉ፦ “ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም፡ንነብያተይ ከኣ ክፉእ ኣይትግበርዎም።”+ 2 ተሰሎንቄ 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ነቶም ዜጽብቡልኩም ዘለዉ ጸበባ ኺፈድስ፡ ኣብ ኣምላኽ ቅኑዕ እዩ።+