-
ዘካርያስ 3:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 እያሱ ድማ ረሳሕ ክዳውንቲ ተኸዲኑ ኣብ ቅድሚ እቲ መልኣኽ ደው ኢሉ ነበረ።
-
-
ዘካርያስ 3:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ኣነ ኸኣ፡ “ኣብ ርእሱ ጽሩይ መጠምጠምያ ይገበረሉ” በልኩ።+ ንሳቶም ድማ ኣብ ርእሱ ጽሩይ መጠምጠምያ ገበሩሉ፡ ክዳውንቲ እውን ከደንዎ፣ እቲ መልኣኽ የሆዋ ኸኣ ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሉ ነበረ።
-