ነህምያ 9:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ንብዙሕ ዓመታት ተዓገስካዮም፡+ ብነብያትካ ጌርካ ድማ ብመንፈስካ ኣጠንቀቕካዮም፣ ንሳቶም ግና ምስማዕ ኣበዩ። ሽዑ፡ ኣብ ኢድ ህዝብታት ሃገራት ኣሕሊፍካ ሃብካዮም።+ ግብሪ ሃዋርያት 7:51 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+
30 ንብዙሕ ዓመታት ተዓገስካዮም፡+ ብነብያትካ ጌርካ ድማ ብመንፈስካ ኣጠንቀቕካዮም፣ ንሳቶም ግና ምስማዕ ኣበዩ። ሽዑ፡ ኣብ ኢድ ህዝብታት ሃገራት ኣሕሊፍካ ሃብካዮም።+
51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+