ዘዳግም 28:64 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 64 “የሆዋ ድማ ካብ ሓደ ወሰን ምድሪ ኽሳብ እቲ ሓደ ወሰን ምድሪ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ፋሕ ኬብለካ እዩ፣+ ኣብኡ ኸኣ ንስኻን ኣቦታትካን ዘይትፈልጥዎም ኣማልኽቲ ዕንጨይትን እምንን ከተገልግል ኢኻ።+ ኤርምያስ 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እንሆ፡ ህዝቢ ኻብ ርሑቕ አምጽኣልኩም ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ። “ናይ ቀደም ህዝቢ እዩ። ናይ ጥንቲ ህዝቢ እዩ። ቋንቋኡ ዘይትፈልጦ፡ዘረባኡ ድማ ዘይትርድኦ ህዝቢ እዩ።+
64 “የሆዋ ድማ ካብ ሓደ ወሰን ምድሪ ኽሳብ እቲ ሓደ ወሰን ምድሪ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ፋሕ ኬብለካ እዩ፣+ ኣብኡ ኸኣ ንስኻን ኣቦታትካን ዘይትፈልጥዎም ኣማልኽቲ ዕንጨይትን እምንን ከተገልግል ኢኻ።+
15 “ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እንሆ፡ ህዝቢ ኻብ ርሑቕ አምጽኣልኩም ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ። “ናይ ቀደም ህዝቢ እዩ። ናይ ጥንቲ ህዝቢ እዩ። ቋንቋኡ ዘይትፈልጦ፡ዘረባኡ ድማ ዘይትርድኦ ህዝቢ እዩ።+