ኢሳይያስ 1:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንሰርቂ ኣዋርሕኩምን ንበዓላትኩምን ጸሊአዮ እየ።* ጾር ኰይኑኒ ኣሎ፣ብምጻሩ ደኺመ ኣለኹ። 15 ኣእዳውኩም ምስ እትዝርግሑ፡ኣዒንተይ ካባኻትኩም ክሓብእ እየ።+ ብዙሕ እኳ እንተ ጸለኹም፡+ኣይሰምዓኩምን እየ፣+ኣእዳውኩም ብደም መሊአን እየን።+
14 ንሰርቂ ኣዋርሕኩምን ንበዓላትኩምን ጸሊአዮ እየ።* ጾር ኰይኑኒ ኣሎ፣ብምጻሩ ደኺመ ኣለኹ። 15 ኣእዳውኩም ምስ እትዝርግሑ፡ኣዒንተይ ካባኻትኩም ክሓብእ እየ።+ ብዙሕ እኳ እንተ ጸለኹም፡+ኣይሰምዓኩምን እየ፣+ኣእዳውኩም ብደም መሊአን እየን።+