ሉቃስ 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንየሆዋ* ብቑዕ ህዝቢ ምእንቲ ኼዳልወሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉዳት፡+ ንዘይእዙዛት ከኣ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ ኢሉ፡ ብመንፈስን ብሓይልን ኤልያስ፡+ ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።”+
17 ንየሆዋ* ብቑዕ ህዝቢ ምእንቲ ኼዳልወሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉዳት፡+ ንዘይእዙዛት ከኣ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ ኢሉ፡ ብመንፈስን ብሓይልን ኤልያስ፡+ ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።”+