1 ነገስት 11:43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ሰሎሞን ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፡ ኣብ ከተማ ዳዊት ኣቦኡ እውን ተቐብረ፣ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ሮብዓም+ ነገሰ።