ዘጸኣት 20:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ኣይትዘሙ።+ ዘዳግም 5:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “‘ኣይትዘሙ እውን።+ ሉቃስ 18:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ነቲ ትእዛዛት ትፈልጦ ኢኻ፦ ‘ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ብሓሶት ኣይትመስክር፡+ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር’” በሎ።+ ሮሜ 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።
9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።