ማርቆስ 7:20-22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ከምዚ ድማ በለ፦ “እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ።+ 21 ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ዚወጽእሲ፡+ ጐዳኢ ሓሳብ፦ ምንዝርና፡* ስርቂ፡ ቅትለት፡ 22 ዝሙት፡ ስስዐ፡ እከይ፡ ተንኰል፡ ንውርምና፡* ቅንኢ፡* ጸርፊ፡ ትዕቢት፡ ዕሽነት እዩ።
20 ከምዚ ድማ በለ፦ “እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ።+ 21 ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ዚወጽእሲ፡+ ጐዳኢ ሓሳብ፦ ምንዝርና፡* ስርቂ፡ ቅትለት፡ 22 ዝሙት፡ ስስዐ፡ እከይ፡ ተንኰል፡ ንውርምና፡* ቅንኢ፡* ጸርፊ፡ ትዕቢት፡ ዕሽነት እዩ።