ማቴዎስ 13:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እቲ ኣብ ኣእሻዅ እተዘርአ ኸኣ፡ ነቲ ቓል ዚሰምዕ እዩ፣ ጭንቀት እዚ ስርዓትን*+ ምትላል ሃብትን ግና፡ ነቲ ቓል ይሓንቆ፡ ዘይፈሪ ድማ ይኸውን።+ ሉቃስ 12:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣምላኽ ግና፡ ‘ኣታ ዓሻ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ንህይወትካ* ኻባኻ ኺወስድዋ ይደልይዋ ኣለዉ። እቲ ዝደለብካዮ ደኣ ንመን ኪኸውን እዩ፧’ በሎ።+ ያእቆብ 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ወርቅኹምን ብሩርኩምን መሪቱ፡ ምራተኡ ኸኣ ኪምስክረልኩም እዩ፡ ንስጋኹም እውን ኪበልዖ እዩ። እቲ ዝኣከብኩምዎ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ከም ሓዊ ኪኸውን እዩ።+
3 ወርቅኹምን ብሩርኩምን መሪቱ፡ ምራተኡ ኸኣ ኪምስክረልኩም እዩ፡ ንስጋኹም እውን ኪበልዖ እዩ። እቲ ዝኣከብኩምዎ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ከም ሓዊ ኪኸውን እዩ።+