ማቴዎስ 20:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብገንዘበይ ዝደለኽዎ ኽገብር መሰልዶ የብለይን እዩ፧ ወይስ ኣነ ሕያዋይ* ስለ ዝዀንኩዶ ዓይንኻ ቐናእ* እያ፧’ ኢሉ መለሰሉ።+