ማርቆስ 4:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ነቶም ህዝቢ ኣፋንዮም ድማ፡ ንዕኡ ኸምታ ዘለዋ ምሳታቶም ብጃልባ ወሰድዎ፣ ካልኦት ጃለቡ ኸኣ ምስኡ ነበራ።+