ዘሌዋውያን 15:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 “‘ሰበይቲ ብግዜ ጻግኒኣ ዘይኰነ ነዊሕ መዓልትታት ደም ምስ ዚፈስሳ፡+ ወይ ካብ ንቡር ጻግኒኣ ንዝነውሐ ግዜ ምስ ዚፈስሳ፡+ ብዅሉ እቲ ዚክዓዋ መዓልትታት፡ ከምቲ መዓልትታት ጻግኒኣ፡ ርኽስቲ ትኹን።
25 “‘ሰበይቲ ብግዜ ጻግኒኣ ዘይኰነ ነዊሕ መዓልትታት ደም ምስ ዚፈስሳ፡+ ወይ ካብ ንቡር ጻግኒኣ ንዝነውሐ ግዜ ምስ ዚፈስሳ፡+ ብዅሉ እቲ ዚክዓዋ መዓልትታት፡ ከምቲ መዓልትታት ጻግኒኣ፡ ርኽስቲ ትኹን።