ማርቆስ 3:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሃዋርያት ኢሉ ዝሰመዮም 12 ድማ ሓረየ፣* ከምኡ ዝገበረ እውን፡ ምስኡ ምእንቲ ኪዀኑን ኪሰብኩ ምእንቲ ኺልእኮምን 15 ንምውጻእ ኣጋንንቲ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎምን ኢሉ እዩ።+ ማርቆስ 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ነቶም ዓሰርተው ክልተ ድማ ጸውዖም፣ በብኽልተ ኺልእኮም እውን ጀመረ፣+ ርኹሳት መናፍስቲ ኼውጽኡ ኸኣ ስልጣን ሃቦም።+ ሉቃስ 9:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብሓባር ጸዊዑ፡ ኵሎም ኣጋንንቲ ኼውጽኡን ሕማም ኬሕውዩን ሓይልን ስልጣንን ሃቦም።+ 2 መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩን ኬሕውዩን ከኣ ለኣኾም፣
14 ሃዋርያት ኢሉ ዝሰመዮም 12 ድማ ሓረየ፣* ከምኡ ዝገበረ እውን፡ ምስኡ ምእንቲ ኪዀኑን ኪሰብኩ ምእንቲ ኺልእኮምን 15 ንምውጻእ ኣጋንንቲ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎምን ኢሉ እዩ።+
9 ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብሓባር ጸዊዑ፡ ኵሎም ኣጋንንቲ ኼውጽኡን ሕማም ኬሕውዩን ሓይልን ስልጣንን ሃቦም።+ 2 መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩን ኬሕውዩን ከኣ ለኣኾም፣