ኢሳይያስ 7:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ስለዚ፡ የሆዋ ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፦ እንሆ፡ ጓል ክትጠንስ፡ ወዲ እውን ክትወልድ እያ፣+ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል*+ ክትሰምዮ እያ።