ሉቃስ 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 በዅሪ ወዳ ኸኣ ወለደት፡+ ብዓለባ እውን ጠቕለለቶ፣ ኣብ መሕደር ኣጋይሽ ስፍራ ስለ ዘይረኸቡ ድማ፡ ኣብ መብልዕ ማል ኣደቀሰቶ።+