ሉቃስ 11:31, 32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ንግስቲ ደቡብ፡+ ጥበብ ሰሎሞን ክትሰምዕ ኢላ ኻብ ወሰናት ምድሪ መጺኣ ነይራ እያ እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ ሰብ እዚ ወለዶ እዚ ኽትትንስእን ክትኵንኖን እያ። እንሆ ኸኣ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።+ 32 ሰብ ነነዌ ብስብከት ዮናስ ተነሲሖም እዮም እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ እዚ ወለዶ እዚ ኺትንስኡን ኪዅንንዎን እዮም።+ እንሆ ኸኣ፡ ካብ ዮናስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።
31 ንግስቲ ደቡብ፡+ ጥበብ ሰሎሞን ክትሰምዕ ኢላ ኻብ ወሰናት ምድሪ መጺኣ ነይራ እያ እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ ሰብ እዚ ወለዶ እዚ ኽትትንስእን ክትኵንኖን እያ። እንሆ ኸኣ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።+ 32 ሰብ ነነዌ ብስብከት ዮናስ ተነሲሖም እዮም እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ እዚ ወለዶ እዚ ኺትንስኡን ኪዅንንዎን እዮም።+ እንሆ ኸኣ፡ ካብ ዮናስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።