-
ዘጸኣት 23:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 “ብዕራይ ጸላኢኻ ወይ ኣድጉ ጠፊኡ እንተ ረኺብካ፡ ምለሰሉ።+
-
-
ዘዳግም 22:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 “ኣድጊ ሓውካ ወይ ብዕራዩ ኣብ መገዲ ወዲቑ እንተ ርኢኻ፡ ነቲ እንስሳ ኼተንስኦ ሓግዞ+ እምበር፡ ኰነ ኢልካ ዕሽሽ ኣይትበሎ።
-