ዮናስ 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ ድማ ንዮናስ ዚውሕጥ ዓብዪ ዓሳ ሰደደ፣ ዮናስ ከኣ ኣብ ከብዲ ዓሳ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ገበረ።+