ዮሃንስ 20:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሱስ ከኣ፡ “ገና ናብ ኣቦ ኣይዓረግኩን እሞ፡ ኣይትሓዝኒ። ግናኸ፡ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡+ ‘ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን፡ ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን+ እዓርግ ኣለኹ’ በልዮም”+ በላ። እብራውያን 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እቲ ዚቕድስን እቶም ዚቕደሱንሲ፡+ ኵላቶም ካብ ሓደ እዮም፣+ በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ኣሕዋተይ ንምባሎም ኣይሓፍርን እዩ፣+
17 የሱስ ከኣ፡ “ገና ናብ ኣቦ ኣይዓረግኩን እሞ፡ ኣይትሓዝኒ። ግናኸ፡ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡+ ‘ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን፡ ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን+ እዓርግ ኣለኹ’ በልዮም”+ በላ።