1 ጴጥሮስ 2:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እምበኣር፡ ንዓኻትኩም ንእትኣምኑ እዩ ኽቡር፣ ነቶም ዘይኣምኑ ግና፡ “እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡+ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ፣”+ 8 “እምኒ መዐንቀፍን ከውሒ መሐንኰልን” እውን እዩ።+ ነቲ ቓል ስለ ዘይተኣዘዙ፡ ይዕንቀፉ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ድማ እዚ እዩ ዚጽበዮም።
7 እምበኣር፡ ንዓኻትኩም ንእትኣምኑ እዩ ኽቡር፣ ነቶም ዘይኣምኑ ግና፡ “እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡+ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ፣”+ 8 “እምኒ መዐንቀፍን ከውሒ መሐንኰልን” እውን እዩ።+ ነቲ ቓል ስለ ዘይተኣዘዙ፡ ይዕንቀፉ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ድማ እዚ እዩ ዚጽበዮም።