ዘፍጥረት 38:29, 30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንሱ ኢዱ ምስ መለሰ ግና፡ ሓዉ ወጸ፣ ንሳ ኸኣ፡ “ከመይ ሰንጠቕካ!” በለት። ስለዚ፡ ስሙ ፋሬስ* ተባህለ።+ 30 ድሕሪኡ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ኢዱ ቐይሕ ፈትሊ ዝነበሮ ወጸ፣ ስሙ ድማ ዜራሕ ተባህለ።+
29 ንሱ ኢዱ ምስ መለሰ ግና፡ ሓዉ ወጸ፣ ንሳ ኸኣ፡ “ከመይ ሰንጠቕካ!” በለት። ስለዚ፡ ስሙ ፋሬስ* ተባህለ።+ 30 ድሕሪኡ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ኢዱ ቐይሕ ፈትሊ ዝነበሮ ወጸ፣ ስሙ ድማ ዜራሕ ተባህለ።+