ዘፍጥረት 8:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 የሆዋ ድማ ነቲ ጥዑም ጨና ኣጫነዎ። ስለዚ፡ የሆዋ ብልቡ፡ “ዝንባለ ልቢ ሰብ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ኽፉእ እዩ እሞ፡+ ድሕሪ ደጊም ብሰሪ ሰብ ንምድሪ ኣይክረግማን እየ፣+ ድሕሪ ደጊም እውን ከምቲ ዝገበርክዎ፡ ህያው ንዘበለ ዅሉ መሊሰ ኣይክወቅዕን እየ።+ ኤርምያስ 17:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ልቢ ኻብ ኵሉ ጠላምን* ቀባጽን* እዩ።+ መንከ ኺፈልጦ ይኽእል፧
21 የሆዋ ድማ ነቲ ጥዑም ጨና ኣጫነዎ። ስለዚ፡ የሆዋ ብልቡ፡ “ዝንባለ ልቢ ሰብ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ኽፉእ እዩ እሞ፡+ ድሕሪ ደጊም ብሰሪ ሰብ ንምድሪ ኣይክረግማን እየ፣+ ድሕሪ ደጊም እውን ከምቲ ዝገበርክዎ፡ ህያው ንዘበለ ዅሉ መሊሰ ኣይክወቅዕን እየ።+