ማርቆስ 8:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሱ ድማ፡ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ካብ ማይ ብሑቝ ሄሮድስን ተጠንቀቑን ተሓለዉን” ኢሉ ብንጹር ኣጠንቀቖም።+ ሉቃስ 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚራገጹ ኣእላፋት ህዝቢ ምስ ተኣከቡ፡ ቅድም ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን፡ ንሱ ድማ ግብዝና፡ ተሓለዉ።+
12 ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚራገጹ ኣእላፋት ህዝቢ ምስ ተኣከቡ፡ ቅድም ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን፡ ንሱ ድማ ግብዝና፡ ተሓለዉ።+