-
ማርቆስ 8:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ፧” ኢሉ ሓተቶም። ጴጥሮስ ከኣ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።+
-
-
ዮሃንስ 4:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ክርስቶስ ዚብሃል መሲሕ ከም ዚመጽእ እፈልጥ እየ። ንሱ ምስ መጸ፡ ኵሉ ኺገልጸልና እዩ” በለቶ።
-
-
ዮሃንስ 11:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ንሳ ድማ፡ “እወ ጐይታይ፡ ንስኻ እቲ ናብ ዓለም ዚመጽእ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃንካ ኣሚነ ኣለኹ” በለቶ።
-