ማርቆስ 8:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ሽዑ፡ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ግልጽ ኢሉ ጠመተ እሞ፡ ንጴጥሮስ፡ “ናብ ድሕረይ ኪድ፡ ሰይጣን! ናይ ሰብ እምበር፡ ናይ ኣምላኽ ኣይትሓስብን ኢኻ” በሎ።+